بشري
ብስራት
እንካዕ ድሓን መጻኹም ናብ ገዛኹም ብስራት
ብመጀመርያ ክቡር ምስጋና ንኹሎም ነዚ ሰነዳት ዘዳለዉን ዝተሳተፉን ዜጋታትናን ናይ ወጻኢ ዜጋታትን ነዚ ጭብጥታት ክውን ዝገበርኩም ብጠቅላላ ምስጋና ይብጻሕኩም ።
ቀንዲ ሓሳብ ናይዚ ንኩሉ ንኤሪትራውያን ዝምልክት ስእላዊ ጭብጥታት ኣብ ሓደ ተጠርኒፉ ኩሉ ኤሪትራዊ ብፍላይ ሓዲሽ ወለዶ ብቀሊሉ ክረኽቦ ዘቃልል ኣገባብ ዝተኽተለ ኣዩ።
ትሕዝቶ እዛ መርበብ ክም ኣርካይቭ ኮይኑ ጭብጥታት ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ኤሪትራውያንን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ስደትን ዝዓለመ ኢዩ ።
ቪድዮታት ገሊኡ ክም ኣገዳስነቱ ኣብዚ ተለጢፉ ይርክብ ገሊኡ ግን ብሓሊዮት ኩለን ማዕክናት ዝተዳለወ ሰነዳት ሊንክ ናይ መርበባት ዩ ቴብ ወዘተ ይሕብር።
ኣብዚ ማዕክን ኣዚዩ ብዙሕ ክምዘሎ ርዱእ ኮይኑ ዘየሎ ኣገዳሲ ክህልው ይግባእ ዝብል ዜጋ ብ ኢመይ ሊንክ ኣብ ምስዳድ ክተሓባበር ተስፋ ንገብር ።
ዝኾነ ይኹን ርኢቶ ብዛዕባ ኣቀራርባ ይኹን ትሕዝቶ ናይዛ መርበብ ክትልግሱና ብሃንቀውታ ንጽበ
اهلا وسهلا في، بيتكم بشري
اولا نشكر لكل االارتريين والاجانب للذين ساهمو واعدو هاذه الوصايغ وشاركو في، انجاذ هاذه الدلايل
الفكرة من هاذا الموقع هوا لجمع الدلايل ما يهم كل ارتري في مكان واحد لتسهيل التناول ولاستفادة كل الارتريين وخاصتا الجيل الجدي
محتوا هاذا الموقع مقصود منه كدليل ارشيف لما تعرضة له ارتريا وارتريين في الوطن والمهجر
الفيديوهات علي اهميتها بعدها توضع هنا ومعظمها ناشر علها الي مواقع ارتريا اخرى ويوتوب...
في هاذا الموقع لا يوجد كشير منما نراهو مهما ولكن كل من يرا مواضيع مهمة لهاذا الموقع في انتظاركم ان تمدونا مشكوريين عن طريق ايميل
و نرحب دائما في ارائكم فيما يتعلق بمحتوا واسلوب التقديم وشكرا